ኢጣልያ ኣብ ኣልባንያ ኣብ ዝርከቡ ማእኸላት መጽንሒ ስደተኛታት ንምድላው ዘውጽኣቶ ፖሊሲ ሕጋዊ ዕንቅፋት ገጢሙዎ ኣሎ። ኣብ ከተማ ሮማ ዝርከቡ ዳያኑ'ታ ሃገር ነቲ ጉዳይ ናብ ቤት ፍርዲ ፍትሒ ሕብረት ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ቅድሚ ትማሊ ረቡዕ ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማሊላንድ ንኢዱ። ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝዘርገሖ መግለጺ ብምኽንያት ኣብ ሶማሊላንድ ዝተሳለጠ ሰላማዊን ...
The government says it will not help the illegal miners inside a closed mine as part of an official policy against illegal ...
The government says it will not help the illegal miners inside a closed mine as part of an official policy against illegal ...
ፕረዚደንት ሶማሊላንድ ነበር ኣሕመድ መሓመድ ማሕሙድ ሲላኒዮ ሎሚ ዓርቢ ኣብ መበል 88 ዓመት ዕድሚኦም ከምዝዓረፉ ቴሌቭዥን ሶማሊላንድ ኣፍሊጣ። ንሶም ኣብ 2010 ብድምፂ ህዝቢ ተመሪፆም ንሓሙሽተ ...
ድሕሪ ኣብ ወርሒ ጥሪ ዝካየድ ቃለ-ማሕላ ሓድሽ ፕረዚደንት፡ ገደብ ስልጣኑ ዘብቅዕ ምምሕዳር ባይደን፡ ነቲ ዝጸደቐ ባጀት ናብቲ ዝመጽእ ምምሕዳር ቅድሚ ምስጋሩ ኣብ መዓላ ከውዕሎ ይጓየ ኣሎ ክብል ዜና ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ክኸውን ዝተመርጸ ዶናልድ ትራምፕ ንናይ ቀደም ደጋፊኡ ጆን ራትክሊፍ ንሲ-ኣይ-ኤ ክመርሕ መዚዙ። ሓደ እዋን ደሞክራት ዝነበረት ድሓር ግን ቀንዲ ደጋፊቱ ዝተቐየረት ቱልሲ ጋባርድ ...
The code has been copied to your clipboard.
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ዓለም ካልኣይ ቀታሊ ሕማም ኮይኑ ዘሎ ሕማም መንሽሮ ብዝምልከት ኣብ ኣመሪካ ንዝነብሩ ሕብረተሰብ ኣፍልጦ ኣብ ምዕባይ ዝነጥፍ ኤርትራዊ ኣመሪካዊ በዓል ሞያ ሕማም መንሽሮ ዶ/ር ...
ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ሎሚ ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ ውዒሉ። ዞባዊ ውጥሪ ኣብ ዝሓየለሉ እዋን፡ ኣድመጽቲ ፕረዚደንቶም ክመርጹ ውዒሎም ኣለዉ። ኣብ ሶማሊላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ድማ ዝሰዓረ ...
ኣብ ወረዳ ኣሙሩ--ሆሮ-ጉዱ ዞባ ወለጋ ተኣሲሮም ዝርከቡ ኣስታት 130 ዜጋታት ሸውዓተ ኣዋርሕ ሓሊፉ ዛጊት ናብ ቤት ፍርዲ ዘይምቕራቦም ስድራቤቶም ኣዝዮም ከም ዝተሻቐሉ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ...
ነበርቲ ምብራቕ ጎጃም፡ ብቐንዱ ድማ ከተማ ዝቢስት ንድምጺ ኣመሪካ ከም ዝሓበሩዎ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሉስ ካብ ሓይልታት መንግስቲ ብዝተተኰሰ ድሮናት ብውሑዱ 43 ሞይቶም ብዙሓት ድማ ቆሲሎም። ኣብ ሰሜን ...